Watch Eritrean Orthodox Mezmur {{ ኣይምቅርን ዩ ንስኪ ዘይብሉ}} on Ethiopian Orthodox Tewahido Website WongelTube
Watch Eritrean Orthodox Mezmur {{ ኣይምቅርን ዩ ንስኪ ዘይብሉ}} on WongelTube.com ንዒ ባርኪ ሰላም ናይ ሕይወትና መቀርት ገዛና
እወ ክንሰንቅ መንፈስና ክበርቅ ሓጎስና ክደምቅ
ኣይምቅርን ዩ ንስኪ ዘይብሉ
ቅድስተ ቅዱሳን ማርያም ካባኺ እንድዩ ኩሉ
ብጓሂ ልቢ ዝተኸበ
ምሉእ ሰላም ዘይረኸበ
ናትኪ ዓይኒ ቁሊሕ ትብሎ
ንእለቱ ብርሃን ሰላም ፍሽክታ ይዓስሎ
ትምኒት ዓለም መሪር ሕንዛ
ካባ ኮይኑ ድሩዕ ቃንዛ
ምስ ተድምጺ ሓንቲ ቃልኪ
ብቀረባ ማይ ሶሊሆም ይቅድስ ወድኪ
መትኒ ጅማት ሰራውረይ
ሰሪጽክዩ ኣካላተይ
ንፍቅርኪ ተገለጽኩ
ኣይውድኦን ከመይ ጌረ ገና ዘይዓገብኩ
ቆፎ ፍቅሪ ትብርበሪ
ብፍቅርኪ ትፍቀሪ
እግዚኣብሔር ፍቅሪ እዩ
ዝደንቀኒ ፍቅሪ(2) ሓረግ ዘርእኺዩ
ቃላት ኣልቦ ዘይንገር
ብዓቅሚ ሰብ ዘይዝርዘር
ኣሎ ጣዕሚ መቀረቱ
ልቢ ይቃጸል ብፍቅርኪ ማርያመይ ክብለኪ
WongelTube Ethiopian Orthodox Tewahido Mezmur and Sibket videos.
ወንጌልቲዩብ የኦርቶዶክስ ተዋህዶ መዝሙር እና ስብከት
አዳዲስ የኦርቶዶክስ ተዋህዶ መዝሙሮች እና ስብከቶችን ይመልከቱ:: ለጉዋደኞችዎም በማካፈል ሃይማኖትዎን ያስፋፉ: ያጠንክሩ: ወንጌልቲዩብ የተዋህዶ መዝሙር ድረ-ገጽ
Share this video with your friends to spread the word of God and strength Ethiopian Orthodox Tewahido. Watch Latest Ethiopian Orthodox Mezmure and Sibket Videos.
Like WongelTube on Facebook. Don’t Miss the new Mezmur.